ወሒድ የሃይማኖት ንጽጽር በትግሪኛ

ወሒድ ኣብ ሞንጎ እስልምናን ክርስትናን ዘሎ ኣፈላላይን ምምስሳልን ብምንንፃር ዘምህር ሓውና እዩ። እዚ ሓውና ቋንቋዊ፣ሰዋስዋዊ፣ ዓውዳዊ፣ ተዛማዲ፣ ስነ-ጽሑፋዊ እና ስነ ኣመክንዮዊ መጎት ብምቅራብ ዝፍለጥ ተሟጓቲን መርባባይን እዩ። ኣብ መጎተኡ በቀንድነት ዝጥቀመሎም ቋንቋታት ኣምሓርኛ፣ ግዕዝ፣ እንግሊዘኛ፣ዓረቢኛ፣ዕብራይስጥን ግሪክን እዮም።

ፅቡቅ ናይ ንባብ፣ ፅንዓትን ንፅፅር ግዜ ክኾነልኩም ንምነ።

Similar telegram channels